ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኘሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣራት ኪሎ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ፡፡

ኣብቲ ኣከባብራ እቲ በዓል ፕሬዚዳንት ታዬ ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም።

ኣብቲ በዓል ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል፣ ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን፣ ጥንታዊ ሓርበኛታትን ጀጋኑ ሓርበኛታትን፣ ኣምባሳደር ዝተፈላለያ ሃገራት ከምኡ እውን ፃውዒት ዝተገበረሎም ጋያሹ ተረኺቦም፡፡

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment