Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ኢትዮጵያ እጃመን የበርክታ ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ ብብርኪ ዓለም ንመበል 115 ከምኡ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 50 ግዜ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር 5 ኪሎ ሜትር ዝሽፍን ናይ ጎደና ውድድር ጉያን ውድድር ስፖርትን ምክያዱ ገሊፆም። ካብ ቦሌ ተርሚናል-ኣትላስ-ኡራኤል ዝተሃነፀ መስመር ኮሪደር ተጀሚሩ ካሳብ ኣደባባይ ደቂ ኣንስትዮ ዝዛዘመ ውድድር ልዕሊ 120 ሽሕ ዝኾነ ደቂ ኣንስትዮ እታ ከተማ፣ ፍሉጣት ኣትሌታትን ሃገራት ወፃኢ ዜጋታትን ከምዝተሳተፋ ሓቢረን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ብንቕሓት ምስታፍ፣ ተረባሕነት ከረጋግፁ እጃሞም የበርክታ ኣለዋ ኢለን፡፡
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ይኽበር ኣሎ
ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብምፍጋፍ ምሕላፍ ይግባእ – ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ
ሎሚ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ
Read more
ንዘላቒ ዕቤት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝተውሃበ ትኹረት ውፅኢት የምፅእ ኣሎ
Read more
ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ጥሕሰታት ደምቢ ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – በዓል መዚ ምኽባር ደምቢ
Read more
ኣምባሳደር ሰላም ኮት ዲቫር ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ቼልሲ ዲዲየር ድሮግባ…
Read more
ርክብ ኢትዮ-ህንዲ ብስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣብ ሓዱሽ ብራኸ በፂሑ- ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)
Read more
ዓይነት ደምን ስርዓት ኣመጋግባን…
Read more
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ ሞሃሙድ ዘቲዮም
Read more
ጉዕዞ እስልምና ኢትዮጵያ ካብ መፈለምትኡ ክሳብ ሕዚ ዘርኢ ሙዝዬም ዘዋደደ ቢላሉል ሓበሺ…
Read more
ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዘኽእሉ ፕላትፎርምታት ተሓንፂፆም ናብ ስራሕ ኣቲዮም – ማኒስቴር ሰላም
Read more
ቲክቶክ ኣብ ኣሜሪካ ዘለዎ ዘፈር ቢዝነስ ንሰስተ ዓበይቲ ኢንቨስተራት ኣሜሪካ ንምሻጥ ተስዕሚዑ
Read more
Posts navigation
Previous
Page 1 of 2638
…
Page 57 of 2638
…
Page 2,638 of 2638
Next