Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ- ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። ንሃገር ካብ ባዕዳዊ ወራሪን ሽርሒ ባንዳታትን ዝከላኸል ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተዓጠቐን ዘይብዳህን ሓይሊ ኣየር…

ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና ኢሎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዘለሉ ኩነታት ሎሚ ተዘዋዊሮም ኣብ ዝተዓዘብሉ እዋን፥…

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፥ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ምሕሳብ፣ ምትላምን ምስራሕን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ግዙፍ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…

ነበር ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየዱ ዘላቒ ፃዕሪታት ህንፀት ሰላምን ልምዓትን የተዓናቅፍ ኣሎ – ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ፌደራል ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ትግራይ ብዘለዎ ተበግሶ ዝወሰዶ ቆራፅት ነበር ህወሓት ንባዕሉ ንእኹይ ዕላማ ንምውዳብ ተጠቂሙሉ ኢሎም ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር)። ኣቦ ወንበር ነበር ህወሓት ዝነበሩ ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤…

ስግኣት ዓለም ዝኾነ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ኣብ ዓለም ዝዓበየ ስግኣት ኮይኑ ኢሉ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ። ሎሚ መዓልቲ ግንዛበ መውሀቢ ፀረ-ተህዋሲያን መድሓኒት ብጀርምታት ምልማድ ጀርምታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ዋና…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩ ኣካላት ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ተዓጢቖም ዝንቀሳቐሱ ምስ ዝነበሩን ኣማራፃ ሰላም ብምቕባል ናብ ማሕበረሰብ ምስ ዝተፀንበሩን ኣካላት ይዝቲ ኣሎ። ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)፥ እቲ ኮሚሽን ነቲ መድረኽ ዘተ ዘሰናደአ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ምድብ ፈላሞት ፀወታታት ኣሜሪካ፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘሰናደአኡ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ። ኣብ ምድብ 8 ብምምዳብ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ ምስ ስፔን ሎሚ ሰዓት 1፡00 ክትጋጠም ኢያ።…

ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ደው ንምባል ተስማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካን ኢራንን ኲናት ደው ንምባል ኣብ ዘኽእለን ስምምዕነት በፂሐን። ነተን ክልቲአን ሃገራት እትሽምግለን ዘላ ፓኪስታን እቲ ስምምዕ ኣብ ዝመፅእ ዓርቢ ኣብ ስዊዘርላንድ ከምዝፍረም ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ…

ንሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 8 ቢሊየን ፈልሲታ ተዳልዮም ኣለው – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብዚ ዓመት ንዝካየድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ ሸሞንተ ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ድሉው ኮይኖም ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…

ዶባት ንዞባዊ ሓድነት ድልድል ብምዃን ከገልግሉ ይግባእ – ቀነአ ያደታ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዶባት ንዞባዊ ሓድነት ከም ድልድል ኮይኖም ከገልግሉ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣማኻሪ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ቀነአ ያደታ (ዶ/ር)፡፡ ምምሕዳር ዶባት ኢትዮጵያ ንምጥንኻርን ዶባት ዞባ ልምዓትን ሰላምን ንምግባር ዝዓለመ ብሄራዊ ጉባኤ…