Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን…
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ኢትዮጵያ እጃመን የበርክታ ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ ብብርኪ ዓለም ንመበል 115 ከምኡ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 50 ግዜ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር 5 ኪሎ ሜትር ዝሽፍን ናይ ጎደና ውድድር ጉያን ውድድር ስፖርትን ምክያዱ ገሊፆም። ካብ ቦሌ ተርሚናል-ኣትላስ-ኡራኤል ዝተሃነፀ መስመር ኮሪደር ተጀሚሩ ካሳብ ኣደባባይ ደቂ ኣንስትዮ ዝዛዘመ ውድድር ልዕሊ 120 ሽሕ ዝኾነ ደቂ ኣንስትዮ እታ ከተማ፣ ፍሉጣት ኣትሌታትን ሃገራት ወፃኢ ዜጋታትን ከምዝተሳተፋ ሓቢረን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ብንቕሓት ምስታፍ፣ ተረባሕነት ከረጋግፁ እጃሞም የበርክታ ኣለዋ ኢለን፡፡
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ይኽበር ኣሎ
መንግስቲ ህዝቢ ንዘልዕሎም ሕቶታት ብተግባር ምላሽ ክህብ ኢዩ- ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)
Read more
ኣብ ዝሓለፉ ዓማውዲ ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ልዑል ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ-ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር)
Read more
ንጥበበኛታት ኣፍልጦ ምሃብ ዘኽእል ፖሊሲ ኢንዱስትሪ ጥበባትን ምህዞን…
Read more
ብብሄራዊ ማሕበር ለገስቲ ደም መናእሰይ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 26 ሺሕ ዩኒት ደም ተኣኪቡ
Read more
ሰላም ብምፅናዕ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ንምርግጋፅ ይስራሕ ኣሎ- ድረስ ሳህሉ (ዶ/ር)
Read more
ኣብ ሃገራዊ ለውጢ ብተግባር ዕላዊ ዝኾነ ፍትሓዊ ተረባሕነት ልምዓት ህዝቢ ክልል ዓፋር…
Read more
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
Read more
ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን
Read more
ዝተጀመሩ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ኢኮኖሚ ሃገር ንምቕናዕ ብዘኽእል መልክዑ እናተሰርሑ ይርከቡ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
Read more
መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘደምሙ ውፅኢታት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
Read more
Posts navigation
Previous
Page 1 of 2638
…
Page 61 of 2638
…
Page 2,638 of 2638
Next