ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘለዉ ሃፍትታት ብምልማዕ ናብራ ዜጋታት ዘመሓይሹ ፕሮጀክትታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ እዮም – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢታት ቆላ ዘለዉ ሃፍትታት ብምልማዕ ናብራ ዜጋታት ዘመሓይሹ ፕሮጀክትታት ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም ሚኒስትር መስኖን ከባታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)።
ላዕለዋይ ኮሚቴ ፕሮጀክት መመሓየሺ ናብራ ከባቢታት ቆላ ምስ መዳርግቲ ኣካላት…