ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሸባሪ ጉጅለ ትህነግ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። Read more
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትህነግ ንምውጋዝን ብኣንፃሩ ድማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ዘለዎ ደገፍ ንምግላፅን ዘኽእል ሰልፊ ፅባሕ ክግበር ኢዩ Read more
ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ጭካነ ዝተመልኦ ግፍዒ እንተብፅሕ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ብምዃን ዕላማ እቲ ጉጅለ እንትድግፉ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ Read more