ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣርምኡ ቀይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ቅድሚ ሕዚ እናተፀቐመሉ ዝነበረ ትካላዊ ኣርማ ምቕያሩ ተወካሊ ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ብርጋዴር ጄነራል ኣስፋው ማመጫ ኣፍሊጦም። እቶም ብርጋዴር ጀጄነራል ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ኣርማ ቀይሩ ዘሎ ምስ ዝተፈጠረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዕረት ታሪኽና ኣይኮነን – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “ስዕረት ታሪኽና ኣይኮነን” ክብሉ ገሊፆም። መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ሓደ ጉዳይ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ፃውዒት ህልውናን ርብርብ ምድሓን ሃገርን” በዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽቶ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ፈፂሞም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣተገባብራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ነይሮም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓላፊ ዘፈር ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር መላኩ ፈንታን ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፍትኑ ኣለዉ – ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገለገሊኦም ኣውያትና ከሕድጉና ይፈትኑ እምበር፤ ኣብ ኢትዮጵያዊነትና ዝተመስረተ ክብሪን ሓድነትን ክነኽኡና ኣይኽሉን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ምኽንያቱ ድማ ንሕና ብብራኸ፣ ብፅንዓትን ሓድነትን ንኢትዮጵያ ደው ንብል፥ ኩሩዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምድሓን ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ንምድሓንን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ ኲናት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ንምጥያሽ ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ ግብሪ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ፣ ዝተፈላለዩ መንግስታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ብምዃን ንምስራሕ ድሉው ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዴሞክራሲያዊ መገዲ ዝተመረፀ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግዚያዊ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዝተጀመረ ጉዕዞ ለውጢ ምስ ፈተውቲ ኢትዮጵያ ሃናፂ ብዝኾነ መልክዑ ንምስራሕ ከምዝተዳለወ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፀላእታ ስዒራ ጎብለልን ተምሳሌትን ኣፍሪካ ክትከውን ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ሕዚ እውን ፀላእታ ስዒራ ጎብለልን ተምሳሌትን ኣፍሪካ ክትከውን ኢያ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ሰባት ህይቶም ገቢሮም ንኢትዮጵያ ዘፍርሱ እንተኾይኖም ህይወትና ገቢርና ንኢትዮጵያ…
Uncategorized ኮንፌደሬሽን ጥምረት ፈጢርና ኢሎም ዝመፅኡ ደገፍቲ ህወሓት ከምዘይቕበሎ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኣሜሪካ ብመሪሕነት ህወሓት ብኮንፌደሬሽን ጥምረት ፈጢርና ኢሎም ዝመፅኡ ደገፍቲ ህወሓት ሓይሊታት ከምዝኹንን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ዝፈፀሞ ክሕደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓወት ብዝግስግስ መንፈስ ሰዓራይነት ኢትዮጵያ ክነብስር ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ንህወኸሉ ወቕቲ እንተይተሃወኽና ምሕላፍ ምልክት ብሄራዊ ፅንዓት ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ፅሒፎም። ብብዙሕ ኣንፈታት እናተፈተንና ንርከብ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ፈተና ንሓልፈሉ ጥነካረ ቀዳማይ…
Uncategorized ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብሰላም ተዛዚሙ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። “ሃገረይ ክሕሉ ኢየ መስዋእትነት ክኸፍል ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ህዝቢ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ደው ምባሉን ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን…