ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ኣኼብኡ ሰብ ናይ ምንጋድን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ምሽጋርን ብዝምልከት ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ከፅድቕ ኢዩ Read more
ህዝቢ ትግራይ ንዘጋጥምዎ በደላትን ግፍዕታትን ብምቅላሱ በዓል ሃፍታም ባህሊ፣ቋንቋ፣ ስልጣነን ነዊሕ ታሪኽን ኮይኑ እዩ – ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል Read more