Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ነዚ ጉዳይ ብዝምልከት ሎሚ መዓልቲ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ብስልኪ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዢንፒንግ ኣብ ጉዳይ ቫይረስ ኮሮና ኣድሂቦም ብስልኪ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት እናተሰርሑ ዝርከቡ ፃዕሪታት ሓዊሱ ኣብ ካልኦት…

ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይወሃብ ኣሎ። ኣባል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ፓርቲ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ መኽፈቲ እቲ ስልጠና ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ እቲ ሰልጠና ኣብ ሃገራዊ ለውጢን ነቲ ለውጢ ስዒቦም ዝተወሰዱ…

ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ ምሁራን፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ስሙያት ሰባትን ይሳተፉ ኣለዉ።…

መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ንምዝካር ዝካየድ ጉዕዞ ዓድዋ ተጀሚሩ

አዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ንምዝካር ዘዳለዎ ጉዕዞ ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ መበገሲ እቲ ጉዕዞ፥ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ሓወዊሱ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ክልላዊ ሰልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ ሰልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ምክያድ ጀሚሩ። ስልጠናው በኦሮሚያ ክልል ጅማ ከተማን ጨምሮ በሰንዳፋ ፣ አዳማ እና ባቱ መካሄድ ጀምሯል። እቲ ሰልጠና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ፣ ሰንዳፋ፣…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ምጥያሹ ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ንምጥያሽ ብምብቀዖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ሪክ ማቻርን ብሄራዊ…

ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ገይሩሎም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ንኢቢሲ ከምዝበልዎ፥ መንግስቲ ክሲ 60 ዜጋታት ብምቁራፅ ምሕረት…

ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ትኹረት ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፥ እዋኑ ዝሓቶ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ምስንዳእ ኣድላዪ ብምዃኑ እቲ መድረኽ ዘተ ምድላዉ ገሊፆም።…

ፓርቲታት ፖለቲካ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት ከማልኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ንስርዓት ምዝገባ ዝሕግዙ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ከማልኡ ከምዝግባእ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ቁፅሪ ኣዋጅ ምዝገባን ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካ 1162/2011…