ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019 ምዕባያ ኣረጋጊፃ።
ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ውድድር 2018 ምድብ ለ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሞንጎ ሃላባ ከተማን ደሴ ከተማን ኣብ ሃዋሳ ተኻይዱ።
ኣብቲ ፀወታ ሃላባ ከተማ ንደሴ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ነጥባ 38 በምብፃሕ ሓደ ፀወታ እናተረፋ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፀሰ።