መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መንገዲ ኣየር ቻይና ሳውዘርንን ምእትስሳሮም ንምጥንኻር ተሰማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን መንገዲ ኣየር ቻይና ሳውዘርንን ኣብ መንጎ ኣፍሪካን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ትራንስፖርት ኣየር ንምጥንኻር ዘኽእል ሓባራዊ ስምምዕ ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕዕነት ተጓዓዝቲ ብኽልቲኦም መገዲ ኣየር ኣቢሎም ኣብ ዝተፈላለዩ መዕረፊ መብፅሒታት ኣፍሪካን ቻይናን ብቐሊሉ ክጓዓዙ ዘኽእል ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር የመልክት።

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ

Comments (0)
Add Comment