ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ 7ይ ዘበን ፓርላማ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጀሚሩ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ዘተ ብምክያድ ውሳነታት ከሕልፍ ትፅቢት ይግበር።