ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ከተማ ኣርባምንጭ ፓርቲ ብልፅግና ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ሰልፊ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባና ዝተውፃእፅኡን ክፋላት ሕብረተሰብ ተረኺቦም።
እቶም ነበርቲ ፓርቲ ብልፅግና ዝኣተዎ ቃል ናብ ተግባር ብምቕያር ዘመዝገቦ ዓወታት ብዝተፈላለዩ መልእኽትታትን ጭርሖታትን ምትሕብባርን ደገፎምን ይገልፁ ኣለዉ።
ብኣለምሰገድ ኣሳዬ