ስፓርት

ስፓርት

ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካያዲት እቲ ፕሮጀክት ጥሩወርቅ ሽፈራው፥ ካብ 1 ጥቅምቲ ጀሚሩ ናብ ኦፕሬሽን ካብ ዝኣተዉ 16 ተርባይናት ንፋስ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ተዛሪበን። ብመሰረት እዚ ካብ ካልኦት ተመሳሰልቲ ጣቢያታት ዝሓሸ ሓይሊ ምፍራይ ከመዝተኽኣለ ሓቢረን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
Read More...

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታ ዋንፃ ዓለም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን። ብመሰረት እዚ ጃፓን ምስ ክሮሺያ ሰዓት 12 ፀወተአን እንተካይዳ፥ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ድማ ሰዓት 4 ናይ ምሸት ከምዝፃወታ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕብር። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ኣማኒ በሪሶን እና ለተሰንበት ግደይን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን እተን ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዕድል ቀኒዒወን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣማኒ በሪሶ 2 ሰዓት 14 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ርሕቐት ብምውዳእ ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ ተዓዊታ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ድማ 2 ሰዓት 16 ደቒቓን 48 ሰከንድን…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ምስ እንግሊዝ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ፈረንሳይ ምስ ፖላንድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ ምስ ኢንግሊዝ ክትፃወት ኢያ፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት…

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ትፅቢት ይግበረላ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ደቂ ኣነስትዮ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ቫሌንሲያ ክትዕወት ኢያ ዝብል ልዑል ግምት ተዋሂቡዋ። ጓ 24 ዓመት ኣትሌት ለተሰንበት÷ ኣብ 5 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 14 ደቒቕ 06 ሴኮንድ፣ ኣብ 10 ሺሕ ሜትሮ ርሕቐት 29 ደቒቕን 01 ሴኮንድ፣ ከምኡ እውን ፍርቂ ማራቶን…

ሎሚ መዓልቲ ምሸት ናይ መወዳእታ ናይ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰውዓተን ሸሞንተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ብራዚልን ካሮን ከምኡ እውን ሰርቪያን ስዊዘርላንድን ምሸት 4 ሰዓት ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብቲ ምድብ በራዚል ሽዱሽተ ነጥቢ ብመሓዝ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ዘረጋገፀት…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ጀርመን ምስ ኮስታሪካ ዝገብርኦ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። እተን ጋንታታት ምሸት ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከካይዳ ኢየን። ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ጃፓን ምስ ስፔን ክፃወታ ኢየን። ስፔን 4 ነጥቢ ብምሓዝ ኣብቲ ምድብ መራሒት እንትትከውን፥ ጃፓንን ኮስታሪካን ድማ…