ስፓርት

ስፓርት

ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድናዊ ኣጥቃዒ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ። ክሳብ 41 ዕድምኡ ኣብ ኢንተርናሽናል ኩዕሶ እግሪ ዝፀንሐ ዝላታን ኢብራሂሞቪች፥ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ንገዛእ ርእሱ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምግላሉ ይዝከር። ድሕሪ እዚ ምስ ጋንትኡ ዝነበሮ ርክብ ዘየቋረፀ እቲ ኣጥቃዒ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንመበል ሳልሳይ እዋን ምስ ኤሲ ሚላን ንምስራሕ ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
Read More...

ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ። ብሄራዊ ጋንታ ስፖርት ምሕባስ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻምናይ ሻምፒዮና ምሕባስ ማይ ዞን ሰለስተ ኣፍሪካ ኢዩ እቲ መዳሊያ ከምዝተረኸበ ኣብ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

ሊቨርፑልን ቼልሲ ንመጋጥምተን ስዒረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜደአን ዝተፃወታ ጋንታታት ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን። ንጋንታ ብራይተን ዝኣንገደት ቼልሲ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ። ብተመሳሳሊ ኣብ ሜዳኣ ዝተፃወተት ጋንታ ሊቨርፑል ንፉልሃም 4 ን 3 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብቲ ሊግ…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 1 ደቒቕን 48 ሰከንድን ብዝኾነ ግዘ ብምእታው ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ኣሌክሳንደር ሙቲሶ ካልኣይ ከምኡ እውን ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ሳልሳይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ብደቂ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 ታሕሳስ ኣብ  ቫሌንሺያ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ። እቲ ኣትሌት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላፎ ፅሑፍ÷ ድሕሪ ናይ ብዙሕ ግዘ ጉድኣት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ጀንዝሳተፍ ኣፍሊጡ። ናብ ውድድር ጉያ ንምምላስ ከቢድ ናይ ልምምድ እዋናት ከምዘሕለፈ…

ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ ዓለም ለኸ ፀወታታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ። እቲ ፕሪሚየር ሊጉ ካብ 6ይ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ምክያድ እንትቕፅል÷ ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዝረክብ ተሓቢሩ። ኣብ ቀፃሊ ዝግበሩ 172 ፀወታታት ቀጥታ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ እናተኻየደ ዝነበረ መበል 27 ስሩዕ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን2016 ዓ.ም ዝውዕል ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። እቲ በጀት በጀት÷ ብስልጠና ከምኡ እውን ንስፖርታዊ ውድድራት ዝውዕ ምዃኑ ተገሊፁ። ፕሮጀክት ስልጠና መናእሰይ በቲ በጀት ክትካእ ከምዝግባእ እውን ተሳተፍቲ…