ስፓርት
ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሜር ሊግ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ኣይህልዎምን ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዘይህልዎም ማሕበር ኣክሲዮን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ።
እቲ ማሕበሩ ከምዝገለፆ÷ መርሃ ግብሪታት መበል 9 ሰሙን ረቡዕ 24 ታሕሳስ እንትካየዱ ናይ ቦታ ለውጢ ኣይተገበረሎምን፡፡
ብምዃኑ ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዘለዉ መርሃ ግብሪታት እቲ ሊግ ኣብ ከተማ ኣዳማ - ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ከምዝካየዱ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ናይ ሰለስቲኦም ፀወታታት…
Read More...
ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ብፅሒት ማንቼስተር ዩናይትድን ዓዲጎም።
ማንቼስተር ዩናይትድን ብ790 ሚሊየን ዩሮ ዝዓደጉ ስድራ ግሌዘር ቅድሚ 13 ኣዋርሕ ብፅሒት እቲ ጋንታ ንምሻጥ ጨረታ ምውፅኦም ይዝከር።
ብመሰረት እዚ እንግሊዛዊ ቢሊየነር ሰር ጂም ራትክሊፍ 25 ሚኢታዊ ከምዝዓደጉ ተገሊፁ።…
ፊፋ ናይ 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ንኣባል ሃገራቱ ንልምዓት ኩዕሾ እግሪ ዝውዕል 2 ነጥቢ 79 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ሓገዝ ኣብ ኮንፌዴሬሽናት ሽዱሽቲአን ኣህጉራት ዝርከባ ልዕሊ 1 ሺሕን 600 ፕሮጀክታት ተረባሕቲ ክኾና ኢየን ተባሂሉ፡፡
ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያን ኢንፋቲኖ÷ ካብ ኩዕሾ እግሪ ዝተኣከበ…
ሊዊስ ሱዋሬዝ ናብ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡራጓዊው ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሉዊስ ሱዋሬዝ ኣብ ናይ ጥሪ ዝውውር ናብ ኣሜሪካዊት ጋንታ ኢንተር ሚያሚ ንምፅምባር ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ፡፡
ሱዋሬዝ ብሓደ ዓመት ውዕሊ ኮንትራት ናብ ሜጀር ሊግ ሶከር ንምምራሕ ብቃል ደረጃ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ዝተገለፀ እንትኸውን÷ ዕላዊ ክታሙ ኣብ ቀረባ እዋን ክግለፅ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…
ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብቲ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጣሊያናዊት ጋንታ ሮማ ምስ ሆላንዳዊት ጋንታ ፊይኖርድ ከምኡ እውን ካሊእ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢሲሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ሬንስ ተራኺበን፡፡
ፈረንሳዊት ጋንታ ሌንስ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ፍሬቡርግ ፤ ስዊዘርላንዳዊት ያንግ ቦይስ ምስ…
ፊፋ 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ(ፊፋ) 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት ቻምፒዮንስ ሊግ ዝተሳተፋ ጋንታታት ዝካተታሉ እቲ ውድድር፥ ካብ 15 ሰነ ክሳብ 13 ሓምለ 2025 ዓ.ም.ፈ ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ፊፋ ጂያኒ ኢንፋንቲኖ፥ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር፥ ስሩዕ…
ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ጣልያናዊ ተኸላኻሊ ኩዕሶ እግሪ ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።
ካብ 23 ዕድሚኡ ጀሚሩ ምስ ብሄረራዊ ጋንታ ጣልያን ምጭዋት ዝጀመረ ችሊኒ፥ 117 ፀወታታት ንሃገሩ ገይሩ ኢዩ።
ብብርኪ ክለብ ድማ ዝበዝሐ ፃንሒቱ ኣብ ጁቬንቱስ ኢዩ ነይሩ።
ኣብ ጁቬንቱስ 561 ፀዋታታት ከምዝገበረ ይፍለጥ።…