ስፓርት

ስፓርት

ኣብ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣቀባብላ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰርቢያ ቤልግሬድ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 45 ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ሃገር ኣቋራፂ ንዝተሳተፉ ኣትሌታት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነትን ረዳት ኮሚሽነር ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ነቲ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኣቀባብላ ገይረሙሉ። ብተወሳኺ ኣመራርሓ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣመራርሓ ፌዴሬሽንን ነቶም ኣትሌታት ኣቀባብላ ከምዝገበሩ ኣብ…
Read More...

ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ-ስፖርተኛታት ጉስጢት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ክብላ ስፖርተኛታት ጉስጢት ገሊፀን። እተን ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ወርቂ ዘርከባ ስፖርተኛታት እተቲ ዓውዲ ቤተልሄም ገዛኸኝን ቤተል ወልዴ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ድሕሪ ዓመታት ብጉስጢት…

ጋንታ ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ ብግዚያዊነት ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናብ መሪሕ እቲ ሊግ ኮይና፡፡ ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህን እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንብራይተን ካብ ስዕረት ዘየድሐነት ሸቶ ድማ ዳኒ ዌልቤክ ኣመዝጊቡዋ፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሎሚ ምሸት ከተኣናግድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ። መበል 30 ሰሙን ፀወታታት እቲ ሊግ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ÷ ኣብቲ ሊግ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝርከባ ጋንታታት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። 64 ነጥቢ ብመሓዝ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ኣርሴናል 63 ነጥቢ ብመሓዝ…

ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝከተማ ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ክልቲኣን ጋንታት ፋይናንሳዊ ዓቕመን ዘጠናኽራሉን ዓርሰን ዝኽእላሉን መገዲ ኣብ ምንዳይ፣ ተተካእቲ ሰገናትን ስፖርት ኣብ ምፍራይ ብሓባር ክሰርሓ ኢየን። ብተወሳኺ ኣብ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ መበል 19 ሰሙን ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። 10፡00 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ሙሴ ኪሮስ ኣብ 6ይ ደቕን ቢኒያም ኣይተን ኣብ መበል 54 ደቒቕ ብዘመዝገቡወን ሸቶታት ክትዕወት ክኢላ።…

ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብዘጋጠሞ ከቢድ ጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ገሊፆም፡፡ ብኽባር ዝውውር ናብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዝተፀምበረ ኣማኑኤል÷ እታ ጋንታ ትማሊ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ማዕረ ኣብ ዝተፈለለየትሉ…