ስፓርት

ስፓርት

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓድሽ ታሪኽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ጸጋይ ትማሊ ረቡዕ ፖላንድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ገዛ ውሽጢ ውድድር ‘ወርልድ ኢንዶር ማይል’ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣብ ቶሩን ፖላንድ ንዝተኻየደ ውድድር ብ4 ደቒቕ 16 ካልኢትን 16 ንኡስ ካልኢትን ዝዛዘመቶ ኮይና ብደረጃ ዓለም ካልኣይ ዝቐልጠፈ ናይ ውሽጢ ገዛ ማይልስ ሰዓት ኣመዝጊባ። እታ ኣብ 2021 ኣብ ሊቪን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር “ወርልድ ኢንዶር” ን1500 ሜትሮ ብ3፡53.09 ዛዚማ ክብረወሰን ዓለም ዘመዝገበት ጓል 26 ዓመት ኣትሌት ናብቲ ናይ ትማሊ…
Read More...

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳማ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ መርሃ ግብሪ  ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ዝቕፅል ቀዳም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2015 ዓ.ም÷ ካብ ዝተቛረፀሉ መበል 12 ሰሙን ተስተኻኻሊ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ዝግበረሉ ሸገር ደርቢ ቀዳም 4…

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 11 ግዘ ዝተኻየደ ዕድሚኦም ትሕቲ 20 ዓመት ዝኾኑ ኣትሌታት ዝተሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ብሓፈሻዊ ዓወት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ብክልቲኡ ፆታ 218 ነጥቢ ብመሓዝ ቀዳመይቲ ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡ ማእኸል መሰልጠኒ ጥሩነሽ ዲባባ 213 ነጥቢ ብመሓዝ 2ይ፤ ክልል…

ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ብምድብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ብ8 ደቒቓን 37  55 ማይክሮ ካልኢትን ብምእታው ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ። ኣትሌት ወርቁውሃ ጌታቸው ብ8 ደቖቓን 37 ካልኢትን 98 ማይክሮ ካልኢትን ካልአይቲ፥…

ኣትሌታት ንመበል 44 ሻምፒዮና ዓለም ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)18 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ከተማ ባትረስት ንዝግበር መበል 44 ሻምፒዮና ዓለም፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ልምምድ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ በምውካል 14 ደቂ ኣኒስቲዮ ዘርከበኦም 28 ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም። ስለዝኾነ እቶም ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ኣብ ጃን ሜዳ ኢንተርናሽናል ሻምፒዮና…

ሓፀርቲ ስፖርታዊ ሓሬታታት ዕለተ ሰኑይ

ሞሮኮ ካብ ውድድር ቻን ንባዕላ ምግላላ ተሓሩ፤ ነዚ ስዒቡ ኣብ መርሃ ግብሪ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ምስ ሞሮኮ ፀወታ ዝነበራ ሱዳን ብፎርፌ ተዓዋቲት ኮይና፡፡ “ፅዋዕፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ናይ ምዕታር ዓቕሚ ኣለና” ክብል ፈረንሳዊ ተኻላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ራፋይል ቫራን ተዛሪቡ፡፡ ቫራን እዚ ዝበለኣብ ማንቹሪያ ደርቢ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ንማንቼስተር ሲቲ…

ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ሂውስተን ኢትዮጵያዊያን ኣትሌተት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር÷ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ 1 ሰዓት 34 ማይክሮ ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ። ብደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር እውን ኢትዮጵያዊት ህይወት ገብረማርያም ክትዕወት…