Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ባህርዳር ከተማን ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባህርዳር ከተማ ከምዝሓበሮ፤ ኣለልኝ ብጉድኣት ምኽንያት ካብታ ጋንታ ተፈልዩ ናብ ትውልዲ ቦቱኡ ኣርባ ምንጭ ንዕረፍቲ ዝኸደ እንትኸውን ትማሊ ምሸት ሃንደበት ህይወቱ ሓሊፉ። ኣለልኝ ኣዘነ ናይ ኩዕሾ እግሪ ህይወቱ ኣብ ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ዝጀመረ እንትኸውን÷ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንክልተ ዓመታት ፅቡቕ ጊዜ ከሕልፍ ክኢሉ። ኣለልኝ ኣዘነ ቅድሚ ኣዋርሕ መርዓ ብምፍፃም…
Read More...

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትለየት ማሬ ዲባባ ነቲ ርሕቐት ብ2 ሰዓት 25 ደቒቓን 12 ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና። ብተመሳሳሊ ኣብ ጣሊያን ከተማ ሚላኖ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሌሴቶ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ዙር ፀወታ ምሕዝነት ንሌሴቶ 2 ን 1 ብመስዓር ተዓዊታ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምሕዝነት ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ ሌሴቶ ቅድሚ ዕረፍቲ ብሌህሎሆኖሎ ፎቶኣኔ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ እናመርሐት ናብ ዕረፍቲ ወፂኣ ነይራ፡፡ ድሕሪ ዕረፍቲ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ድማ…

ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ መኮነን፣ ማስረሻ ብሪን ሃፍታሙ ኣባዲ ኢትዮጵያ ብምውካል እናተወዳደሩ…

ኢትዮጵያ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ። ኣብቲ ውድድር ውዴ ከፍያለው፣ ተኬን ኣማረ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ብምውፃእ እቶም ሜዳሊያታት ንሃጎም ኣምፂኦም። ከምኡውን ኣበሩ ኣያና ኣብቲ ውድድር መበል ራብዓይ ደረጃ ከምዝሓዘ ተገሊፁ።…

ኢትዮጵያ ብውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ከምዝረኸበት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ገሊፁ። ከም ኣገላልፃ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣትሌት ኣበራ ለማ ኣርባዕተ ሜትሮ ብምዝላል እቲ ሜዳሊያ ተረኪቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሎሚ ሙለታ  ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣርኪባ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ9 ደቒቓ 26 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው መበል ሳልሰይቲ ወፂኣ። ከምኡውን ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁን ፍሬሕይወት ገሰሰን ራብዓይን ሓምሻይን ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።…