ስፓርት
ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዙር ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ካብ መምድበን 1ይቲን 3ይቲን ብምውፃእ ንውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን።
ትእግስት ግርማ ካብ ምድባ 6ይቲ ብምውፃኣ ናብ ዝቕፅል ዙር ክትሓልፍ ኣይከኣለትን፡፡
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል…
Read More...
ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ።
ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዝሳተፋሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ፣ 5 ሺሕ ሜትሮ ከምኡ እውን 3 ሺሕ ሜትሮ መኽንኩሎ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ረፋድ ሰዓት 5፡05 መፃረዪ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 800 ሜትሮ፣ ምሸት ሰዓት 2፡02 ድማ መፃረዪ ውድድር ደቂ…
ኢትዮጵያ ትካፈለሎም 2 ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ምሸት ካከየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ትካፈለሎም ክልተ ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ምሸት ካከየዱ ኢዮም።
ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ሎሚ ምሸት ካብ ሞን ዝካየዱ ኢትዮጵያ ትካፈለሎም ውድድራት ኢዮም፡፡…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብሜዳሊያ 3ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ብዝተገበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብ4 ሜዳሊያታት ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ።
ክሳብ ሕዚ ብዝተገበሩ ውድድራት÷ ኣሜሪካ ብ3 ወርቂ፣ 2 ነሓስን ሓደ ብሩርን ቀዳማይ ደረጃ እንትትሕዝ፤ ስፔን ብክልተ ሜዳሊያ ወርቂ 2ይ…
ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም።
ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጆሽዋ ቸፕቶጌ ኣብቲ ውድድር ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊቱ።
ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍፃሜ ውድድር ሓሊፈን፡፡
ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቕ 02 ሰከንድን 46 ማይክሮ ሰከንድን ካብ ምድባ 2ይቲ ብምውፃእ ናብ ፍፃመ ምሕላፋ እንትተረጋግፅ÷…
ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንምስታፍ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ዝገበረት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ።
ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ዝተፃወተት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ÷ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።
ፍፁም ጥላሁን ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት…