ስፓርት

ስፓርት

2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ፣ ላዕለዋይ ሊግን ትሕቲ 20 ዓመት ፕሪሚየር ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ÷ 2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግን ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ 26 ለካቲት 2015 ዓ.ም ከምዝጅመር ተገሊፁ፡፡ ፕሪሚየር ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ባህር ዳር ፤ ላዕለዋይ ሊግን ደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣብ ሃዋሳ ከምዝካየድ እውን ካብቲ ፌደሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ካብ 17 ጥሪ ክሳሰብ 15 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ዘለዉ መዓልቲታት ድማ እዋን…
Read More...

ብረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ፡፡ ዕላማ ጉዕዞ እቲ ልኡኽ÷ ተወለድቲ ትግራይ ኣትሌታት ምስ ስድረኦም ምርኻብ ከምዝኾነ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana…

ሮቤርቶ ማርቲኔዝ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ቤልጂየም ሮቤርቶ ማርቲኔዝ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ኮይኖም፡፡ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሮቤርቶ ማርቲኔዝ÷ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ዝተሰናበቱ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቹጋል ፈርናንዶ ሳንቶስ ብምትካእ ኢዮም ሎሚ ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኮይኖም ዘለዉ፡፡ ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ…

ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ኤልጎይባር ውድድር ኣቋፂ ሃገር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ስፔን ኤልጎይባር ሁዋን ሙጌርዛ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ኣቋፅ ሃገር ተዓዊቱ። ኣትሌት ሰሎሞን እቲ ርሕቐት ብ33 ደቒቕን 14 ሴኮንድ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ክወፅእ ክኢሉ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት ትውለደ ኢትዮጵያዊ ንባህሬን እናጎየየ ዝርከብን ብርሃኑ ባለው 2ይ እንትወፅእ÷ ስፔናዊ ኣዴል…

ኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ቮሊቦል ንኣማኑኤል ኢሳያስ ደረጃ ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ቮሊቦል ሂቡዎ። ብመሰረት እዚ÷ ካብ ሙኩር ኢንተርናሽናል ኢንስትራክተር ኣለማየሁ ሸዋታጠቅ ቀፂሉ ኣማኑኤል ሰኢሳያስ ካልኣይ ኢትዮጵያዊ ኮይኑ፡፡ ኣማኑኤል ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ምስክር ወረቐት ኣሰልጣንነት ሳልሳይ ደረጃ ቮሊቦል ዘለዎ ብሕታዊ…

ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ሴካፋ  ብምዃን ዳግም ተመሪፆም

አዲስ አበባ፣ ታኅሣሥ 28፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)  ብምዃን ዳግም ተመሪፆም። ሓፈሻዊ ጉባዔ መረፃ ሴካፋ÷ ኣመራርሓታት ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣባል ሃገራት ኣብ ዝተረኸባሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዛንዚባር ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ…

ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ ተባሂሉ። 15 ጥሪ 2023 ዓ.ምፈ. ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣራምኮ ሂዩስተን ኢያ ናብ ውድድር ክትምለስ። ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኤምሊ ሲሰንን ኢትዮጵያዊት ህይወት ገ/ኪዳንን ተነሓናሕቲ ጥሩነሽ ክኾና ኢየን ክብል ወርልድ ኣትሌቲክስ ፀብፂቡ።…