Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

መበል 23 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 23 ውድድር ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብቲ እዋን ከም ዝበለኦ÷ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ድምቀት፣ መግለፂ ሓድነትን ፍቕሪን እታ ከተማ ኢዩ፡፡ ዓብዪ ጉያ ፅቡቕ ምስሊን ሕብረትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምህናፅ ረገድ ዕዙዝ ኣስተዋፅዖ እናብርካ ከምዝርከብ እውን ኣብሪሀን፡፡ ኣብቲ ውድድር፥…
Read More...

ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኢትዮጵያ  ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም። መበል 47 ስሩዕ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም። ብእዩኤል…

ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ሕጊ ፋይናንስ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝን ጥሒሳ ስለዝተረኸበት 10 ነጥቢ ተቐኒሱዋ። እታ ጋንታ ኣብ ዘበነ ውድድር 2021-22 ምስ ጥሕሰት ፋይናንስ ተተሓሒዙ ብዘይሻራዊ መፃረዪ ኮሚቴ ምርምራ እናተገበረላ ምፅንሑ ተገሊፁ፡፡ ብዝተገበረ ምፅራይ ድማ ኣብ ፋይናንሻል ፍትሓዊነት ዝተቐመጠ ሕጊ ፕሪሚየር…

ዋና ፀሓፊት ፊፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊት ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ፋጡማ ሳሞራይ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣማሲየን ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣማሲየን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ኣባላት ካቢኔ እቲ ምምሕዳርን ኣቀባብላ ገይሮምለን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣብ ድሬዳዋ…

ኣብ ማራቶን ቤይሩት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤይሩት ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ጋዲሳ ጣፋ 02፡10፡34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳማይ እንትወፅእ÷ ጎጃም በላይነህ ድማ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ብደቂ ኣንስትዮ ብዝተገበረ ውድድር…

ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኤል ድዋሜና ኣብ ማእኸል ፀወታ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊግ ኣልባኒያ እናተፃወተ ዝነበረ ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኢል ዳዋሜና ሚዛኑ ስሒቱ ምስወደቐ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣልባኒያ ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ራፋኤል÷ ኣብ ሱፐርሊግ ኣልባኒያ ትሳተፍ ጋንታ ኢግናቲያ ምስ ጋንታ ፓርቲዛኒ እናተፃወተ እናሃለወ ሃንደበት ኣብ ዝወደቐሉ ቅፅበት ህይወቱ ሓሊፋ፡፡…

ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ምስ ሴራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ነዝግበር ፀወታ ዘሰልፍዎም 23 ተፃወትቲ ምፍላዮም ተገሊፁ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ወርሒ ሕዳር መጀመሪያ ፀወታኣ ምስ እተን ሃገራት ንምግባር ፅባሕ ናይ መወዳእታ ልምምዳ…