ስፓርት

ስፓርት

ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኔዘርላንድስ ኣምስተርዳም  ኣትሌት ኣይናለም ደስታ ኣብ ተዓዊታ። ብርቱካን ወልዴ ኣብቲ ውድድር መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዝዛዘመት እንትትከውን ኣትሌት  መቅደስ ሽመልስ ድማ ሳልሰይቲ ኮይና። ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ማራቶን ኣምስተርዳም ምዕዋት ምኽኣሎም ተገሊፁ። ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦ Website www.fanamc.com/tigrigna Facebook FBC Tigrigna…
Read More...

መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻምናይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም።   ብመሰረት እዚ፦   ቀዳም   ኖቲንግሃም ምስ ቼልሲ ሰዓት 8:30   ሰንደርላንድ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 11:00   በርንሌይ ምስ ሊድስ ሰዓት…

ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብ ባርሴሎና ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ባርሴሎና ፍሬንኪ ዲዮንግ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ሓዱሽ ኩንትራት ከምዝፈረመ ዕላዊ ተገይሩ። ኣብ 2019 ካብ ኣያክስ ናብ ጋንታ ካታሎን ባርሴሎና ዝተፀምበረ ፍሬንኪ ዲዮንግ፤ ኣብታ ጋንታ ዘደንቕ ምንቅስቓስ እናርአየ ፀኒሑ ኢዩ። ክሳብ 2029 ዘፅነሖ ሓዱሽ ውዕሊ…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ 34 ዓመት ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ካብ መበል 50 ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ወፃእ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዘረጋገፆ፤ ወናኒ ክብረ ወሰን ማራቶን ኣምስተርዳም ኣትሌት ታምራት ቶላ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ኢዩ ካብቲ ውድድር ወፃእ ኮይኑ ዘሎ። ተዓዋታይ ኦሊምፒክ ሻምፒዮና…

ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ……

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ተፀራሐት ኢያ፡፡ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ድሕሪ 31 ዓመታት ትፅቢት ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝተመለሰትላ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2005 ዓ.ም ከምዝኾነት ይዝከር፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመስረተቶ መድረኽ ውድድር ናይ በላዕቲ ተመልካቲት ኮይና ናብቲ መድረኽ…

ኣብ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ክግበሩ ዝነበሩ ፀወታታት ፈላማይ ሰሙን እቲ ፕሪሚየር ሊግ ናይ ሜዳ ለውጢ ተገይሩሎም ኢሉ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ፡፡ ናይ መጀመርታ ትሽዓተ ሰሙናት ውድድራት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ከምዝካየዱ ተገሊፁ ከምዝነበረ እቲ ማሕበር ኣዘኻኺሩ፡፡ ይኹን እምበር ኣብዚ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ናብ ፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ መበል 19 ግጥም ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ብ 2 ብምስዓር ንፍፃመ ምሓላፋ ኣረጋጊፃ። ቅዱስ ጊዮርጊስ ሸቶታት ዓወት ብቢንያም ፍቕሩ (2)ን ፉዓድ ኢብራሂምን ብገዛእ ርእሶም ሸቶ ኣመዝጊቡ። ኣብዚ ፀወታ ኣቡበከር ኣዳሙን በፈቃዱ ኣለማየሁን ንኢትዮጵያ ቡና ሸቶታት…