ስፓርት

ስፓርት

መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ 3 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ መቐለ 70 እንደርታን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቦና ኣሊ (2)ን ሚሊዮን ወልዴን ኣመዝጊቦምወን። ፀወታ እቲ ሊግ ቀፂሉ እንትካየድ ምሸት ሸዓት 12 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ክራኸባ ኢየን።
Read More...

ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 8፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታትት ብዘይ ሸቶ 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢየን ተፈላሊየን። ፀወታታት እቲ ሊግ ቀፂሎም እንትካየዱ ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርግጋፅ እናተናሓናሓ ዝርከባ ጋንታታት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም፡፡ ውድድር ኣትሌቲክስ ግራንድ ፕሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። በዚ ድማ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ብደቂ…

ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ። እታ ኣትሌት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወት ንፈለማ እዋን ብኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ ግራንድ ፕሪክስ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ኣትሌቲክስ ንምስታፍ እዩ። ኣሜሪካዊት ኣትሌት ጋቢ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፓሪስ…

ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019 ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ውድድር 2018 ምድብ ለ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሞንጎ ሃላባ ከተማን ደሴ ከተማን ኣብ ሃዋሳ ተኻይዱ። ኣብቲ ፀወታ ሃላባ ከተማ ንደሴ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ነጥባ 38 በምብፃሕ ሓደ ፀወታ…

ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ 2018፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮንስሊግ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ መልሲ ሎሚ ምሸት ክጅምር እዩ። ሊቨርፑል ኣብ መይድኣ ንፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ኣብኣንፊልድ ሮድ ምሸት ሰዓት 4 ከተአንግድ እያ። ክልቲኦም ጉጅለታት ኣብ ፓርክ ደ ፕሪንስ ዝገበርዎ ፈላማይዙር ፀዋታ ፒኤስጂ 2ን0 ምዕዋታ ይዝከር፡፡ ሊቨርፑል ሎሚ ምሸት ኣብ ሜድኣ…

ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓቢያ

‎‎ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ "ሀ" እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ፀወታኣ ዘካየደት ጋሞ ጨንቻ ንቡራዩ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ‎ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ነጥባ 41 ዘብፀሐት ጋሞ ጨንቻ መሪሕ እቲ ምድብ ብምዃን…