ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን 3 ን 0 ስዒራ።
ኣብ ሞሮኮ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ዋልያታት ዝተዓወቱለን ሸቶታት ኣቤል ያለው (2)ን ከነኣን ማርክነህን ኣመዝጊቦምወን።
ናይ መልሲ ፀወታ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሰሉስ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
ብዩትዩብ www.youtube.com/@fmctigrigna
ፌስቡክ…
Read More...
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔ ቀዳማይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡
ንሳኦቶሜ ዝገጥም ኣሰላልፋ ዋልያታት ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ።
በዚ ድማ ኣቡበከር ኑራ፣ ኣለምብርሃን ይግዛው፣ ራምኬል ጀምስ፣ ያሬድ ባዬ፣ ያሬድ ካሳዬ፣ ወገኔ ገዛሀኝ፣ ከነኣን…
ካብ ቁልዕነቱ ናይ ኣርሰናል ደጋፊ ኮይኑ ዝዓበየ ዊሊያም ሳሊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዓለም ኣለዉ ካብ ዝበሃሉ ዝበለፁ ተኸላኸልቲ ክፍሊ ማእኸል ሓደ ኢዩ ፈረንሳዊ ዊሊያም ሳሊባ፡፡
ማእኸላይ ብርኪ ናብራ ካብ ዘለዎም ስድራ ዝተወለደ ሳሊባ፤ ከም ሓደ ሰገን ኣብ ፓሪስ ኣብ ትርከብ ቦንዲ መንደር ኣብ መገዲ ኩዕሾ እናተፃወተ ኢዩ ዓብዩ፡፡
ኣብ ህይወት ኩዕሾ እግሪ ሳሊባ ልዑል ለውጢ…
ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንብዙሓት ሰሙናት ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂዬማዊ ሓላዊ ልዳት ሪያል ማድሪድ ቲቦ ኮርቱዋ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ጋንትኡ ዕላዊ ገይራ፡፡
ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኅንያት ካብ 6 ክሳብ 8 ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡
በዚ ድማ ወዲ 33 ዓመት ሓላዊ ልዳት ተፃዋታይ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ምስ ጀርመናዊት ጋንታ ባየርን ሙኒክ ትገብሮ ፀወታ ርብዒ…
ፅዋዕ ኣፍሪካ ካብ ሴኔጋል ዘሕደገ መዘራረቢ ውሳነ ካፍ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ቅድሚ ኣዋርሕ ሴኔጋል ዝተዓወተቶ ፅዋዕ ኣፍሪካ ተሓዲጉ ንሞሮኮ ንኽምለስ ውሳነ አሕሊፉ፡፡
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሰሜን ኣፍሪካዊት ሃገር ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ቶታል ኢነርጂ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ሴኔጋ ንሞሮኮ ብምስዓር ፅዋዕ ምዕታራ ይዝከር፡፡
ይኹን እምበር ኣብቲ ፀወታ ፍፀመ…
ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መልሲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸተ ምክያድ ክጅምሩ ኢዮም፡፡
ምሸት ሰዓት ፳፡45 ፖርቹጋላጽ ጋንታ ስፖርቲንግ ሊዝበን ኣብ ሜዳኣ ንቦዶ ግሊምት ክተተኣናግ ኢያ፡፡
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ እግሪ ፀወተአን ኖርዌያዊት ጋንታ ቦዶ ግሊምት 3 ን 0 ብምስዓር ናብዒ ፍፃመ…
ቼልሲ ውዕሊ ኣምበል ጋንታኣ ሬስ ጀምስ ኣናዊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቼልሲ ውዕሊ እንግሊዛዊ ተኸላካኻሊ ሬስ ጀምስ ንተወሰኽቲ ሽዱሽተ ዓመታት ከምዘናወሐት ዕላዊ ገይራ፡፡
ኣምበል እታ ጋንታ ሬስ ጀምስ ክሳብ 2032 ዓ.ም.ፈ ኣብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቼልሲ ክፀንሕ ኢዩ፡፡
ጀምስ ኣብ ጋንታ ቼልሲ ክሳብ ሕዚ ዝገበሮ ፃንሒት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ፣ ኮንፍረንስ ሊግ ኣውሮፓ፣ ፅዋዕ ጋንታታት…