ስፓርት
ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፦
ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ
ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ
ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን።
ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ድማ ካብ ፀወታ ሪያል ማድሪድን ቼልሲን ዝተዓወተት ካብ ፀወታ ማንቼስተር ሲቲን ባየርን ሙኒክን ምስ ዝተዓወተት ጋንታ ክጋጠማ ኢየን።
ተዓዋቲት ፀወታ ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ፤ ኣብ ፀወታ ኤሲ ሚላንን ናፖሊን ምስ ዝተዓወተት ጋንታ…
Read More...
ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን ኣቡበከር ኑራ ካብ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን፡፡
ኣብ ክፍሊ ምክልኻል፥ ረመዳን…
ኣብ ማራቶን ቶኪዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቶኪዮ 2023 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፥ ኣትሌት ዴሶ ገልሚሳ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 22 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት መሓመድ ኢሳ 2ይ፤ ኣትሌት ፀጋዬ ከበደ 3ይ ብምውፃእ ውድድሮም ከምዝዛዘሙ ካብ ወርልድ ኣትሌቲክስ ዝረኸብናዮ…
ኣብ ፕሪሚየርሊግ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ፡፡
ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን መርሃ ግብሪ ኣቤል ያለውን እስማኤል ኦሮ ኣጉሮን ሽቶታት ቅዱስ ጊዮርጊስን እንተመዝግቡ፥ ቢኒያም ጌታቸው ብሕታዊት ሸቶ ድሬዳዋ ከተማ…
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ትማሊ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን፥ ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ሄለን በቀለን ኣትሌት በየኑ ደገፋን ቀዳመይቲን ካልአይቲን ብምውፃእ ተዓዊተን።
ብደቂ ተባዕቲዮ ድማ ኣትሌት ኃይለማርያም ኪሮስ ተዓዋቲ…
ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ስታዲየም እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።
ኣብቲ ውድድር÷ ክልል ኦሮሚያ ብምዕዋት ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡
ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ከምኡ እውን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰላሳይ ደረጃ ብመሓዝ…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ በርሚንግሀም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ በርሚንግሀም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ።
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቂቃ 16 ሰኮንድን 69 ማይክሮ ሰኮንድን ዛዚማቶ።
ኣትሌት ጉዳፍ ሎሚ መዓልቲ ዘመዝገበቶ ውፅኢት ኣብቲ ርሕቐት መበል ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓትን ናይ…