ስፓርት
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ከምዝተጀመረ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
መበል 52 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብራኸ ዝላ ደቂ ኣኒስቲዮ፣ መዛዘሚ ብራኸ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ከምኡወን ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮን ደቂ ኣኒስቲዮን መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ።
ካብ 19 ክሳብ 27 ታሕሳስ 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሃንጋሪ - ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ቅዋሞም ንምፍታሽ ዕድል ንክረኽቡ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ኣብ ክልልት፣ ምምሕዳራት ከተማን…
Read More...
ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ።
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ብሸቶ ሞሃመድ ናስር መሪሓ ትንበር እምበር፤ ሃብታሙ ተከስተን ኣለልኝ ኣዘነን ብፀወታ ከምኡ እውን ያሬድ ባዬ ብፍፁም ቅላዕ ሸቶታ ኣመዝጊቦም…
ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።
ትማሊ ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ወርቅነሽ ኢዴሳ እንትትዕት ብደቂ ታባዕትዮ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ካልኣይ ወፂኡ።
ኣብ ኣሜሪካ ኣብ…
ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ኣብ ልዕሊ ሃዋሳ ከተማ 1 ንባዶ ተዓዊቱ።
ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ፍሊፕ ኣጃህ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢዩ ሲዳማ ቡና ተዓዊቱ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ክርስቲያኖ ሮናልዶ ኣብ ዓለም እቲ ዝለዓለ ተኸፋሊ ገንዘብ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ እዋን ምስ ስዑዳዊት ክለብ ኣልነስር ዝፃወት ዘሎ ፖርቹጋላዊ ኮኾብ ክርስቲያኖ ሮናልዶ፥ ካብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣትሒዙ ኣብ ዓለም ዝለዓለ ክፍሊት ገንዘብ ዝረክብ ስፖርታዊ ከም ዝዀነ ተገሊፁ።
ወዲ 38 ዓመት ሮናልዶ፥ ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ 136 ሚልየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ሓበሬታ ፎርብስ ብምርቋሕ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…
ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን፡፡
ኣትሌት ውብርስት ኣስቻለ ቀዳመይቲ ብምዃን ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ እንትተምፅእ÷ ኣይናዲስ መብራቴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ነሓስ ከምኡ እውን ኣስማረች…
ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ ክዛዘም እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ እናተኻየደ ዝፀንሐ 2ይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም እዩ።
ኣብ መዕፀዊ እቲ ሻምፒዮና÷ ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዝተፈላለዩ ርሕቐታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ስጉሚ 5 ሺሕ ሜትሮ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ…