ስፓርት

ስፓርት

ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ። ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈጠረ ክፍተት ኣሰራርሓ ምኽንያት ካብ ፈፃሚ ስራሕ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ተኣጊደን ንዝነበራ ወይዘሮ ሶፍያ ኣልማሙ ናብ ፈፃሚት ስራሕ ቦተአን ንኽምለሳ ውሳነ ሓሳብ ናብቲ ጉባኤ ቀሪቡ ብሙሉእ ድምፂ ፀዲቑ። ኣብ ዝተጓለ ቦታ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን መራሒ ጋንታ ዋልያታት ብምዃን ኣብ ካሜሮን ዝርከቡ ኣይተ ኣበበ ገላጋይ ንውሳነ ቀሪቦም ምክትል…
Read More...

ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝነበረ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትሽዓተ ናይ ፀወታ ሰሙናት ዘተኣናገደ ናይ ሃዋሳ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ። ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ኣዳማ ከተማን ባህርዳር ከነማን ሰዓት ትሽዓተ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ነበር ኣሰልጣኒ ባህርዳር ከነማ ፋሲል ተካሊኝ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ሒዙ…

ጋንታ ኣስቶንቪላ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ። ኣስቶንቪላ ንዲን ስሚዝን ካባረሩ ድሕሪ ምብራራ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምርካብ እናኣለሸት ፀኒሓ ኢያ። ሎሚ መዓልቲ ድማ ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑል ስቲቨን ጄራርድ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ ኣላ፡፡ ኣሰልጣኒ ስኮትላንዳዊት ጋንታ ሬንጀርስ ዝነበረ…

ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ብዙር ካብ ዝገበረቶም 4 ፀወታታት  ኩሎም ብምስዓር ሻምፒዮን ኮይና። እታ ሃገራዊት ጋንታ 12 ነጥቢ ብመሓዝ 12 ምስ ዝነበራ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ዝተራኸባ እንትኾና፥ ኢትዮጵያ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዋቲት ኮይና።…

ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ ኣቢዪ ጉያ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ኣፍሊጡ። 5 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ብመሰረት ኣዋጅ ህፁፅ እዋንንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናወሐ ኢዩ ኣፍሊጡ ዘሎ። ተለዋጢ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ቀረባ ሰሙናት ዕላዊ…

ሉሲታት ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲ) ካብ ውድድር ፀዋዕ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ 2022 ወፃእ ኮይና። ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ኢትዮጵያ ንሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ 2 ን 0 ስዒራ ዝነበረት ትኹ እምበር ብሓፈሻዊ ውፅኢት ካብቲ ውድድር ወፃ ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ…

ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ክትከውን ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያዊት ኣትሌት ፌዝ ኪፕዮገን ኣብ ቶታል ኢነርጂ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ናይ ክብሪ ጋሻ ከምትኸውን ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣትሌት ፌዝ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ጉያ ኣብ ሪዮ ኦሎምፒክ ተዓዋቲት ከምዝኾነት ይፍለጥ። ቶታል ኢነርጂ ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 5 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።…