ስፓርት

ስፓርት

ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም እቲ ርሕቐት ብምስባር ተዓዊታ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ነቲ ርሕቐት 1 ሰዓት 2 ደቒቕን 52 ሰከንድን ብምእታው ኢያ ተዓዋቲት ኮይና ዘላ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብቲ ውድድር ካልአይቲ ብምዃን ዛዚማ፡፡ ፍልፍል፡- World Athletics እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…
Read More...

መርሃ ግብሪ ውድድር ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ /ሴካፋ/ 2021 ትሕቲ 20 ደቂ ኣንስትዮ  ኣብ ሞንጎ ሽዱሽተ ሃገራት ከምዝካየድ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም። ካብ 20 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ዩጋንዳ ዝካየድ ውድድር፥ ሽዱሽተ ሃገራት ብመልክዕ ዙር ፀወተአን ከካይዳ ኢየን…

ኢትዮጵያ ኣብ ወርሓዊ ደረጃ ፊፋ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሓዊ ምደባ ኩዕሾ እግሪ ደረጃ ሃገራት ፊፋ ኢትዮጵያ ሰለስተ ደረጃታት ኣንቆልቊላ። ኣብዚ ወርሒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ካብ ዝነበራ ደረጃ ብምንቁልቋል ኣብ መበል 137 ደረጃ ተቐሚጣ ኣላ። ምስ እዚ ተተሓሒዙ ብደቂ ኣንስትዮ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ…

ዋሊያታትን ባፋና ባፋናን ኣብ ዘካየዱዎ ፀወታ ባፋናባፋና 3 ን 1 ስዒሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ጋፋና ባፋና ዝተፃወታ እንትኾና፥ ደቡብ ኣፍሪካ 3 ን 1 ብዝኆነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣብቲ ፀወታ ደቡብ ኣፍሪካዊ ፀፃዋቲ ኣብ መበል 46 ደቒቕ ብዘቑፀራ ሽቶ እናመርሑ ዕረፍቲ ዝወፅኡ እንትኾኑ፥ ጌታነህ ከበደ ኣብ መበል 67…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም  ምስ ደቡብ ኣፍሪካ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዋሊያታታት ፅባሕ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም  ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካ ሳልሳይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ። ናብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ንምሕላፍ ኢትዮጵያ ምስ ጋና፣ ዚምባብዌን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ምድብ ሸውዓተ ተደልዲላ እናተፃወተት ከምትርከብ ይፍለጥ። ሃገራዊት ጋንታ…

ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለንደን ማራቶን ተዓወቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲሳይ ለማ ለሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ለንደን ማራቶን ደቂ ተባዕቲዮ 2021 ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌቱ ብ2 ሰዓትን 4 ደቒቓን 1 ካልኢትንብምእታዊ ኢዩ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሞስነት ገረመው ድማ ሳላይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ደጊቱ ኣዝመራውን ኣትሌት ኣሸቴ በከሪን ካልኣይን ሳላሳይን…

ኣትሌት ቃልኪዳን  ገዛኸኝ  ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትውልደ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ቃልኪዳን  ገዛኸኝ  ብውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ወኒና። እተ ኣትሌት 29:38  ብምእታዊ ኢያ እቲ ክብረ ወሰን ወኒና። ፍልፍል፡- WORLD ATHLETICS እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…