Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ተሰናቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ከምዝተሰናበቱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን ኣፍሊጡ። ስፔን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳር ብሞሮኮ ብፍፁም ቅላዕ ምስዓራ ስዒቡ÷ እቲ ፌዴሬሽን ንኤንሪኬ ካብ ኣሰልጣኒነቶም ኣሰናቢቱዎም ኣሎ። ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን÷ እቲ ኣሰልጣኒን ናይ ጋንታ መሓዙቱን እታ ሃገራዊት ጋንታ ብምምራሕ ንዘበርከቱዎ ኣስተዋፅኦ ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ነታ ሃገራዊት ጋንታ ዝተረከቡ ሉዊስ ኤንሪኬ÷ ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ኣውሮፓ ኔሽንስ ሊግ…
Read More...

ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ኣርሒቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ከምዘርሓቐ ዕላዊ ገይሩ። ቤልጂየም ኣብ ቀዳማይ ዙር  ዋንጫ ዓለም ምስንባታ ስዒቡ ኢዩ ካብቲ ብሄራዊ ጋንታ ወፂኡ። እቲ ወዲ 31 ዓመት ንሃገሩ ኣብ 126 ፀወታታት ብምስላፍ 33 ሸቶታት ምቑፃሩ  ጎል ዶት ኮም ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ኣፍሪካዊት ሞሮኮ ምስ ስፔን ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ፖርቹጋል ምስ ስዊዘርላንድ ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ ክትፃወታ ኢየን፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ክሮሺያ ንጃፓን…

ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካያዲት እቲ ፕሮጀክት ጥሩወርቅ ሽፈራው፥ ካብ 1 ጥቅምቲ ጀሚሩ ናብ ኦፕሬሽን ካብ ዝኣተዉ 16 ተርባይናት ንፋስ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝተኽኣለ ተዛሪበን። ብመሰረት እዚ…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታ ዋንፃ ዓለም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን። ብመሰረት እዚ ጃፓን ምስ ክሮሺያ ሰዓት 12 ፀወተአን እንተካይዳ፥ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ድማ ሰዓት 4 ናይ ምሸት ከምዝፃወታ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ ይሕብር። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ኣማኒ በሪሶን እና ለተሰንበት ግደይን ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ቫሌንሺያ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን እተን ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዕድል ቀኒዒወን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣማኒ በሪሶ 2 ሰዓት 14 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብዝኾነ ርሕቐት ብምውዳእ ሓድሽ ክብረ ወሰን ኣመዝጊባ ተዓዊታ። ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ድማ 2 ሰዓት 16 ደቒቓን 48 ሰከንድን…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ምስ እንግሊዝ ክትፃወት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ፀወታታት ኣውዲቕካ ሕለፍ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ፈረንሳይ ምስ ፖላንድ ክራኸባ ኢየን፡፡ ምሽት ሰዓት ኣርባዕተ ድማ ኣፍሪካዊት ሴኔጋል ናብ ርብዒ ፍፃመ ንምሕላፍ ምስ ኢንግሊዝ ክትፃወት ኢያ፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየዱ ፀወታታት…