ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እቲ መፃረዪ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሰበታ ተኻይዱ። እቲ መፃረዪ ውድድር ብክልቲኡ ፆታ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ 35 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ኢዩ። ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ሹራ ቂጣታ ቀዳማይ ኮይኑ ዛዚሙ። ኣትሌት ሌሊሳ ደሲሳ ካልኣይ እንትወፅእ፥ ኣትሌት ሲሳይ ለማ፣ ጫሉ ደሶን ክንዴ ኣጣነውን ድማ ካብ 3ይ ክሳብ 5ይ ዘሎ…
Read More...

ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ፡፡ እታ ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ ብምስዓር 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሙጂብ ቃሲምን በዛብህ መለዮን ሽቶታት ፋሲል ከነማ ኣመዝጊቦምወን፡፡…

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን ብር ህያብ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሕሪ 8 ዓማውቲ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ኣባላት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን ብር ህያብ ሂቡ። ብተወሳኺ እቲ ኮሚቴ መዛዘሚ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ንክኸውን ወሲኑ። ብተመሳሳሊ ፌዴሬሽናት ኩዕሶ እግሪ ክልላት ኣብ ውድድር ትሕቲ 17…

ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ሐ እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ፥ መበል 21 ሰሙን ፀወታኣ ፅባሕ ተካይድ ትኾን እምበር ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ኮልፌ ብጋንታ ቡታጅራ ምስዓራ ስዒቡ ኣርባምንጭ ከተማ ናብ ፀወታ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ዓመት 2014 ዓ.ም…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ጅማ አባ ጅፋርን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየን። ጌታነህ ከበደ ቅድሚ ዕረፍቲ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሽቶ እንተመዝግብ፥ ተመስገን ደረሰ ድማ ድሕሪ ዕረፍቲ ንጋንታ ጅማ ኣባ ጅፋር ኣመዝጊቡ፡፡ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ብ18 ፀወታ 45 ነጥቢ…

ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ክመርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ኣብ ቶኪዮ ኦሎምፒክ ዝግበሩ ውድድራት ኩዕሶ እግሪ ከምዝመርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌዴሬሽን ኢትዮጵያ ብዳኝነት ኩዕሶ እግሪ ቶኪዮ ኦሎምፒክ በቲ ዋና ዳይና ከትውከል ኢያ ኢሉ። ኢንተርናሽናል ዋና ዳይና ባምላክ ተሰማ ብዳይነት ምሕራዩ  ፊፋ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሳ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ መከላከያ ናብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣረጋጊፃ። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ “ሀ” እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ መከላከያ፥ ኣብ ዘበነ 2014 ዓ.ም ሪሜርሊግ ተሳትፎኣ ዘረጋገፀትሉ ውፅኢት ኣመዝጊባ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ምስ ጋንታ ደብረ ብርሃን ዝተፃወተት መከላከያ ብብሕታዊት ሽቶ…