ስፓርት

ስፓርት

ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም። ጋንታ ባርሰሎና ነበር ኣሰልጣኒኣ ኪኬ ሴቲዬን ኣብ ግጥም ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ድሕሪ ዘጋጠማ ከቢድ ስዕረት ኣሳናቢታቶም ኢያ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ነበር ተፃዋታይ እታ ጋንታ ንዝነበሩ ሮናልድ ኪዩመን ዋና ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማቶም ኣላ። ኪዩመን ንሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድስ እናሰልጠኑ ከምዝፀንሑ ይፍለጥ። እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!…
Read More...

ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ቸልሲ ዊሊያን ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ናብ ጋንታ ኣርሰናል ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ኣማካር ዊሊያን ናብ ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርሰናል ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ተፀምቢሩ። ዊሊያን ካብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቸልሲ ብምልቃቕ ኢዩ ብናፃ ናብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ኣምሪሑ ዘሎ። ወዲ 32 ዓመት ዊሊያን ኣብ ኣርሰናል ሰለስተ ዓመት ንምፅናሕ ምስምዕምዑ ተሓቢሩ። ዊሊያን…

ኣብ ዩሮፓ ሊግ ተጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩሮፓ ሊግ ጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን። ብቕድሚ ትማሊን ትማሊን ብዝተገበሩ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት፥ ኣብ ርብዒ ፍፃመ ዝራኸባ ጋንታታት ተፈሊጠን ኢየን። ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይን ሰሉስን ክካየዱ ኢዮም። ሰኑይ እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ዴንማርካዊት…

ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ዋንጫ ፕሪመርሊግ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊቭርፑል ትማሊ ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ነታ ድሕሪ 30 ዓመታት ዝተዓወተትላ ዋንጫ ፕሪሚየር ሊግ ብዕሊ ተቐቢላታ። ሓለቓ ጋንታ ሊቨርፑል ጆርዳን ሃንደርሰን ነታ ዋንጫ ካብቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1990 ሊቨርፑል ንቸልሲ 5 ብ3 ስዒራ ዋንጫ ፕሪሚየር ሊግ ክተወስድ እንከላ ሓለቓ ጋንታ ሊቨርፑል ዝነበረ ሰረ ኬን ዳልግሊሽ’ዩ…

ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ክካየድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ከምዝካየድ ግዚያዊ ዋና ፀሓፊ ኮንፈደሬሸን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዓብደል ባህ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መግለፂ ክህቡ እንከለዉ፥ ኣበየናይ ወርሒ ከምዝኸውን ከምዘይፈልጥ ብምግላፅ እቲ ውድድር ናብ 2023…

ጋንታ ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ሻምፒዮና ፕሜርሊግ እንግሊዝ ማዃና ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ተዓዋቲት ፅዋዕ ፕሜርሊግ እንግሊዝ ማዃና ኣረጋጊፃ። ጋንታ ኣንፊልድ ሊቨርፑል፥ ትማሊ ኣብ መበል ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብቼልሲ ምስዓራ ስዒቡ ኢያ ሻምፒዮና ኮይና ዘላ። ተፃወትቲን ደገፍቲን እታ ጋንታ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ዝረኸቡዎ ዓወት እናኽበሩ ይርከቡ።…

ኣብ ግጥማት ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሪያል ማድሪድ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 29 ሰሙን ፀወታታት ላሊጋ ስፔን ትማሊ ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም። ኣብቶም ፀወታታት ጋንታታት ኣላቬስን ሪያል ማድሪድን ዓወት ቀኒዑወን። ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንቫሌንሲያ ኣተኣናጊዳ 3 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ፥ ካሪም ብንዜማ ክልተ ሸቶታት ከምኡ እውን ማርኮ ኣሳንሲዮ ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቦም። ጋንታ ኣላቬስ ድማ…