ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሴኔጋል ፀወታኣ ክትገብር እያ ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ መዘንኣ ጋንታ ሴኔጋል ሎሚ ፀወታኣ ክተካይድ እያ። ዋሊያታት ድሕሪ ዓመታት ኣብ ሃገሮም ዝገብርዎ ፀወታ ሰዓት 10 ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ክካየድ እዩ። ሃገራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኬንያ፣ ዩጋንዳን ታንዛንያን ብሓባር ንዘዳልውዎ ናይ 2027 መፃረዩ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ 10 ተመዲባ ኣላ። ዋሊያታት ኣብ ቀዳማይ ናይ መፃረዩ ፀወታ ኣብ ሱዳን 1 ን 0 ክሰዓሩ እንከለዉ፣ ሃገራዊ ጋንታ ሴኔጋል ብኻልእ ወገን ምስ ሞዛምቢክ 1 ን 1 ተፈላልየን። ብወገን ኢትዮጵያ መስፍን ታፈሰ ብምኽንያት ቅፅዓት በረከት ወልዴ ድማ ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ሎሚ ፀወታ ወፃኢ እንትኾኑ፤ ብወገን ሴኔጋል ድማ ብካፍ ቅፅዓት ዝተነበረሎም ኢሊማን ኒጃዬን ኢስማኤላ ሳርን ኣብዚ ፀወታ ኣይሰለፉን። mizan mekonen Sep 29, 2026 0
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ውድድራትን ሎሚ መዓልቲ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብ መኽፈቲ እዚ ዕለት መፃረዪን ፍፃመን ውርወራ ኣሎሎ፣ መፃረዪን ፍፃመን ስሉስ ዝላ ከምኡ እውን ካብ 100 ክሳብ 800 ሜትሮ ውድድራት መፃረዪ ከምዝካየድ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። Read More...
ስፓርት ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ድልድል ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ • ሪያል ማድሪድ ምስ ማንችስተር ሲቲ • ቦርስያ ዶርትሙንድ ምስ ፒኤስጂ • ሊዮን ምስ ጁቬንቱስ • ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሊቭርፑል • ኣትላንታ ምስ ቫሌንሽያ • ቼልሲ ምስ ባየር ሙኒክ • ኣር ቢ…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ክጅመር ኢዩ። እቲ ውድድር ካብ 7 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብቲ ስታዲየም፥ ውድድር ሓፂርን ማእኸላይን ርሕቐት፣ 3 ሺሕ ሜትሮ መሰናክል፣ ስጉሚን ካልኦት ተግባራትን ክካየድ ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዕለት ድማ፥ መፃረዪን ፍፃመን ውርወራ ኣሎሎ፣ መፃረዪን…
ስፓርት ጋንታ ወልዋሎ ንስሑል ሽረ 3 ንባዶ ረቲዓታ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ጋንታ ስሑል ሽረን ወልዋሎን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ወፀታ፥ ገናናው ረጋሳ ኣብ መበል 16 ደቓይቕ፣ ጁኒያስ ናጋነጂቦ ኣብ መበል 32 ን 55ን ደቓይቕ ብዘቑፀሩወን 3 ሸቶታት ጋንታ ወልዋሎ 3…