ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን2019 ሓዱሽ ዓመት ንመላእ ኢትዮጵያውያን ናይ እንዃዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን፡፡
እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ናይ እንዃዕ ኣብፅሓኩም መልእኽቲ፣ ሓዱሽ ዓመት ዘበን ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕልላይን፣ ከምኡውን ዓመት ተስፋን በረኸትን ክኸውን ካብ ልቢ ተመንየን።