ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ ጣቢያ መፃረዪ ነዳዲ ላሙ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ናብ ኬንያ ኣቲዮም።