ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ።
ኣቦታት ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተወጊኖም።
ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር ኣብ ፀገም ዝርከቡ ወገናት ብምሕጋዝን ብምድጋፍን ክኸውን ከምዝግባእ ተሓቢሩ።