ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ (ዶ/ር) ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድሩ ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም።
ብመሰረት እዚ ድማ፤
- ኣይተ ጌታቸው ገብረ ፃድቕ ገብረ ሂወት – ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓድነት
- ኣይተ ካልኣዩ ሃይሉ ለማ – ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሰሜን
- ወ/ሮ ገነት ንጉስ ሕሉፍ – ኣመሓዳሪት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ
- ወ/ሪት ሳምራዊት ግደይ ስብሃቱ – ኣመሓዳሪት ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ
- ኣይተ መብራህተን ገብረመድህን ህንደያ – ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ዓይደር
- ኣይተ ኣባዲ ገብረእግዚኣብሄር ገብሩ – ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ኲሓ
- ወ/ሪት ለተብርሃን ህንፃ ገብረጅወርጊስ – ኣመሓዳሪት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኮይኖም ተሸይሞም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።