ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ሓሳባት ውሳነ መርሚሩ ኣፅዲቑ።
እቲ ቤት ምኽሪ ዘፅደቖም ሓሳባት ውሳነ ዉሽጢ ኣባላት ኣማኻሪ ኮሚቴ ጉዳያት ቤት ምኽሪ ንምስያም ዝቐረበ ሓሳብ ውሳነ ይርከበሉ።
ብተወሳኺ ኣሰራርሓ ኣወዳድባ፣ ተግባርን ሓላፍነትን ንምውሳን ዝቐረበ ሓሳብ ውሳነ ምፅዳቑ ግዜኢ ፀብፂቡ።