ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ሽመት ኣባላት ካቢኔ እታ ከተማ ኣፅዲቑ።
ብመሰረት እዚ፦
👉 ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ፤ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ከተማ ኣዲስ ኣበባ።
👉 ኣይተ ሚሊየን ማቲዎስ፤ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን
👉 ኣይተ ጥላሁን ከበደ፤ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሃፍቲ ሰብን
👉 ኣይተ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር፤ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን
👉 ዶ/ር ኣህመዲን መሓመድ፤ ዋና መካየዲ ስራሕ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
👉 ወ/ሮ ሊዲያ ወንድሙ፤ ሓላፊት ቢሮ ሰላምን ፀፅታን
👉 ኢንጂነር ኣያልነሽ ሃብተማርያም፤ ሓላፊት ቢሮ ስራሕቲ ዲዛይንና ህንፀትን
👉 ወ/ሪት ፂዮን ደረጀ (ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብን)፤ መተሓባበሪ ተሳትፎን ወለንታ ሕብረተሰብን
👉 ኢንጂነር ህይወት ፀጋዬ፤ ሓላፊት ቢሮ ፍቓድ ህንፀትን ቁፅፅርን
👉 ወ/ሮ ፍቅርተ ኣበራ፤ ሓላፊት ቢሮ ቴክኒክን ሞያን
👉 ወ/ሮ ዚያዳ ካሚል፤ ሓላፊት ቢሮ ሓምለዋይ ልምዓት
👉 ኣይተ ግርማ ሰይፉ፤ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ
👉 ኣይተ ቢኒያም ምክሩ፤ ሓላፊ ቢሮ እቶት
👉 ኣይተ ሙሉቀን ታሪኩ፤ ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን
👉 ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ፤ ሓላፊት ቢሮ ንግዲ
👉 ዶ/ር ዮሃንስ ጫላ፤ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና
👉 ዶ/ር ዘላለም ሙላቱ፤ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ
👉 ኣይተ ኣወሌ መሓመድ ዑመር፤ ሓላፊ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን
👉 ዶ/ር ተፈራ ሞላ፤ ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት
👉 ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፤ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት
👉 ኢንጂነር ሄለን ገመዳ፤ ሓላፊት ቢሮ ልምዓት ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ
👉 ወ/ሮ ልእልቲ ግደይ፤ ሓላፊት ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይ ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን
👉 ኣይተ ተስፋዬ ደጀኔ፤ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ
👉 ኣይተ ኣሰግደው ወልደጊዮርጊስ፤ ሓላፊ ቢሮ መናእሰይን ስፖርትን
👉 ኣይተ መላኩ ታምሩ፤ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት መሬት