ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ጋምቤላ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ጉባኤ ምስረታኡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ የካይድ ኣሎ።

ሎሚ ዕለት ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ጉባኤ፤ ሽመታት ሓዊሱ ተረባሕነት ህዝቢ እቲ ክልል ዘረጋግፁ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

Comments (0)
Add Comment