ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንኖቲንግሃም ፎረስት 1 ን 0 ስዒራ።
ኣብቲ ፀወታ ኣብ መበል 80 ደቒቕ ኖኒ ማዱዌኬ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ ኣርሰናል 3 ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ።
ነዚ ስዒቡ ድማ ኣርሰናል ነጥባ ናብ 18 ክብ ብምባል ምስ ማንቸስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ ሰነስተ ኣፅቢባ፡፡