ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምግባር ሾይሙዎም።
7ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ መመስረቲ ስሩዕ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ባይቶ ኣብ ጉባኤ ኣቢይ ኣሕመድን (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ብምግባር ሾይሙ፡፡
ተዓዋቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ሕፁይ ተገይሮም ዝቐረቡ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቅድሚ እቲ ባይቶ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ፈፂሞም፡፡
ብመላኩ ገድፍ