ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ፡፡

ኣብታ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከቡ 3 ክልላት መረፃ 296 ጣቢያታት መረፃ ዝርከባ እንትኾና፣ ብሓፈሻ 312 ሺሕን 457 መረፅቲ ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ኩለን ጣቢያታት መረፃ ናውቲ መረፃ ሓዊሱ ኣድላዪ እታወታት ከምዝተነማልኡ ተገሊፁ።

#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያክትመርፅኢያ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል

#Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision

Comments (0)
Add Comment