ኣብ ክልል ሃረሪ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ምድላው ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፅባሕ ንዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ መረፅቲ ንምትእንጋድ ምድላው ጣቢያታት መረፃ እናገበሩ ይርከቡ።

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝገበሮ ትዕዝብቲ ጣቢያታት መረፃ ኣድላዪ ምድላው እናገበሩ ይርከቡ፡፡

ኣብቶም ጣቢያታት መረፃ ጊዜያዊ መፅለሊ ሓዊሱ ኣድላዪ ናውቲ መረፃ እናተማልኡ ይርከቡ፡፡

ብተሾመ ሃይሉ

#ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያክትመርፅኢያ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል

#Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision

Comments (0)
Add Comment