ኣብ ክልል መረፃ ኣሰላ ናውቲ መረፃ እናተኸፋፈለ ይርከብ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ኣሰላ ንዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ናውቲ መረፃ ናይ ምክፍፋል ስራሕ ተጀሚሩ።

7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝቕፅል ሰኑይ 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝካየድ ይፍለጥ።

‎‎በዚ ድማ ንመረፃ ኣድላይቲ ምድላዋት ኣብቶም ክልላት መረፃ  እናተኻየደ ይርከብ።

ኣብ ብሄራዊ ቦርድ መረፃል ሓላፊ ክልል መረፃ ኣይተ ኣለማየሁ ጋላን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ናውቲ መረፃ ብምስጥርን ብንፅህናን ናብ ጣቢያታት መረፃ እናተኸፋፈሉ ይርከቡ።

‎ብኣብደላ ኣማን

Comments (0)
Add Comment