ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ንኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ብምግባር ሾይሙ።
ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ቅድሚ ሕዚ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ዝነበሩ እንትኾኑ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት ስራሕ እውን ኣገልጊሎም እዮም።
ብመሳፍንት እያዩ