ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን ስራሕ መስራቲ ጉባኤኡ ንኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣፈ ጉባኤ ብምግባር ሰይሙ፡፡

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ብምዃን ንምግልጋል ኣብ ቅድሚ እቲ ባይቶ ቀሪቦም ቃለ ማሕላ ብምፍፃም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡

#ኢትዮጵያ #ዓባይሃገር #ዓብዪህዝቢ #ዓብዪራኢ

ብመላኩ ገድፍ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment