ኣዲስ ኣበባ፣25 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንኣይተ ደስታ ሌዳሞ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ መሪፅዎም።
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ናይ 7ይ ዘበን ፓርላማ፣ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።