ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ ኣካይዱ።

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 6ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ሎሚ ኣካይዱ።

እቲ ካቢኔ ኣብ ና ሎሚ መዓልቲ ኣኼባኡ ኣብ ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ንተጠቀምቲ ማሕበረሰብ ሓቆፍ መድሕን ጥዕና ዝኸፍልዎ ክፍሊት ንምምሕያሽ ኣብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ብምዝርራብ ተግባራዊ ንኽኸውን ኣፅዲቑ።
  2. ሃገራዊ ረብሓ ንዘለዎም ፕሮጀክታት (ሆቴላት፣ ሞላትን ኣፓርትመንታትን፣ ኢንዱስትሪታት፣ ትካላት ወለንታ፣ መንግስታዊ ትካላትን ትካላት ሕክምናን) ናይ ምስፋሕን ሓደሽቲ ሕቶታት መሬትን ንምምላስ ኣብ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ብምዝርራብ ተፈፃሚ ንኽኸውን ኣፅዲቑ።
  3. ብኽፋል ብኮሪደር ለሚዖም፣ ብኽፋል እንተይለምዑ ዝፀንሑ ከባቢታት ብምሉእ ንምልማዕ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ብምዝታይ ተግባራዊ ንኽኸውን ኣፅዲቑ።
Comments (0)
Add Comment