Welcome to Fana Media Corporation S.C
In a Speed of life!
ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 103 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ
By
Desta
on July 31, 2025
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 103 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሎም።
4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሰባት ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም።
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
Share
Related Posts
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬትናም ተዘቲዮም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ተዛቲዮም
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዙፋ ኣቡ ዳቢ ተዘቲዮም
ብቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ዝተመጎሰ እጃም ኢትዮጵያ
መበል 18 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ኣብ ህንዲ ኒው ዴልሂ ይሳለጥ ኣሎ
ህንዲን ኢትዮጵያን ነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነተን ናብ ሓደሽቲ ዘፈራት ምትሕብባር የሰጋግራ ኣለዋ – ቀዳማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ኣንዋር ኢብራሂም ተዛቲዮም
Comments
(0)
Add Comment